Alena Media Group

Alena Media Group ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ Wolodo Page! ታሪኽ፡ ባህሊን ስነጥበባዊ ፍርያት ኤርትራን ትግራይን ንምልላይን ንምቕራብን ኢዩ ዕላማና።

"ዝሰልጠነ ወለዶ ዘይትሃንጸት ሃገር ይሃንጽ :ዘይሰልጠነ
ወሎዶ ድማ ዝተሃንጸት ሃገር የዕኑ "
(1)

ዕድመ ናይ ኣምላኽ ውህብቶ ኢዩ'ሞ፡ ዕድመይ ኣይክሓብኦን እየ። ንእግዚኣብሄር ኣብ ውሻጣን ምድሪ ቤትን፡ ኣብ ገበላን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዓለም ከመስግኖ! "ደጊም እነሀኻ ራእሲ...
09/02/2026

ዕድመ ናይ ኣምላኽ ውህብቶ ኢዩ'ሞ፡ ዕድመይ ኣይክሓብኦን እየ። ንእግዚኣብሄር ኣብ ውሻጣን ምድሪ ቤትን፡ ኣብ ገበላን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዓለም ከመስግኖ! "ደጊም እነሀኻ ራእሲ ወዲ ባሕሪ ነጋሲ" ከም ዝበሃል፡ እግዚኣብሄር ክሳብ 70 ዓመት ብሰላም ኣብጺሑኒ ኢዩ'ሞ፡ ተመስገን!! ካብ ፈንጂ፡ ካብ ጠያይትን ቦባታትን ዘመነ ገድሊ፡ ዕርዲ ኮይኑ ተኸላኺሉለይ። ናብ ናጽነት ኣትየ፡ ብርሃን ርእየን ፍቕሪ ስድራ ቤተይ ኣስተማቒረን እየ'ሞ፡ ተመስገን። ተመርዕየን ወሊደን፡ ኣቦን ኣቦ-ሓጎን ኮይነ እየ'ሞ፡ ተመስገን። ሰራውረይ ከም ገረብ ዋርካ ኣስፋሕፊሑን ጨናፍረይ ኣጉላዕሊዑን ኢዩ'ሞ፡ ብዘለኒ ቃላት ንኣምላኽ ኣመስግኖ ኣለኹ። ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ንተኸታተልተይ፡ ብፍላይ ድማ ንኤርትራውያን መንእሰያት ደቀይ ከምዚ ናተይ ዕድመ ጸጋን ይሃብኩም፡ ሰስኑን ሽሕን ዋልታን ኩኑ!! ነቶም ኣብ ዘመነ ገድሊ መጓዕዝተይ ዝነበሩ ጀጋኑ ተጋደልቲ፡ ስለ ህዝቢን ሃገርን ዝተሰውኡ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም።

08/23/2026

07/15/2026

Address

88 Queen Street South
Kitchener, ON
N2G1V9

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Alena Media Group posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share