Limu Press

Limu Press Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Limu Press, Grocers, Limu, Nek'emte.

Bulchiinsa magaalaa Naqamteetti kabajni Ayyaanni Damaraa  nagaan xumururameera
26/09/2025

Bulchiinsa magaalaa Naqamteetti kabajni Ayyaanni Damaraa nagaan xumururameera

🩸🩸*ብደም ዝፈሰሳ ኣእዳው ኣይንግዛእን*📌ንናጽነት ዝተኸፍለ ጅግንነታዊ መስዋእቲ ብደም ምልክት ህዝቢ ራያ ዓፊኑ ታሪኽ ክድምስሶ ዝኽእል የለን። ደም ብደፍሰሱ አእዳው ኣይንግዛእን፣ዓርሰ ምሕደ...
23/08/2025

🩸🩸*ብደም ዝፈሰሳ ኣእዳው ኣይንግዛእን*

📌ንናጽነት ዝተኸፍለ ጅግንነታዊ መስዋእቲ ብደም ምልክት ህዝቢ ራያ ዓፊኑ ታሪኽ ክድምስሶ ዝኽእል የለን። ደም ብደፍሰሱ አእዳው ኣይንግዛእን፣ዓርሰ ምሕደራና ብቕልፅምና ክነረጋጊፅ ኢና ። ህዝቢ ራያ ዕጫኡ ባዕሉ ክውስን እዩ። ናጽነት ራያ መሰልና እዩ! ነዚ ድማ ደምና ኣፍሲስና ኢና እሞ ኣይንገዝእን ኢና! ራያ ንህዝቢ ራያ ጥራይ እዩ!
!
#ሓርነት
#ራያ

*ራያ ንህዝቢ ራያ ጥራይ!*ንሕና ህዝብታት ራያ ዓርስና ክነመሓድር ንደልይ ኢና፤ ማንም ካብ የትም መፅኡ ካማሓድረና አይንዳልይ፣ ኣሕና ድተምሃረ መንእሰይ ድተምሃረ ህዝቢ ድነሀና ህዝብታት የአ...
23/08/2025

*ራያ ንህዝቢ ራያ ጥራይ!*
ንሕና ህዝብታት ራያ ዓርስና ክነመሓድር ንደልይ ኢና፤ ማንም ካብ የትም መፅኡ ካማሓድረና አይንዳልይ፣ ኣሕና ድተምሃረ መንእሰይ ድተምሃረ ህዝቢ ድነሀና ህዝብታት የአና፣ ኻሊእ ሰብ አያዳልየናይ!!
ኣብ ኹናት ምበር ኣብ ሰላም ክነብሩ ዘይኽእሉ መራሕቲ ወያነ ነቲ ደላይ ሰላም ዝኾነ ህዝቢ ራያ ኣይመርሕዎን። ኣብ መሬትና ንንበር ኢና ንብል ዘለና። ዓርስና ናምማሓድ ኢና ንብል ዘለና። ምንነቲና ይከበር ኢና ንብል ዘለና።ንሕና ደቂ ራያ ካብ ማንም ፍቓድ ኣይንሓትን። ዓርሰ ምሕደራና ብቕልፅምና ክነረጋጊፅ ኢና። ዓርሰ ምሕደራ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን መሰል እዩ። ንሕና እውን ካብ ማንም ንሓቶ ዘይኾነ መሰልና እዩ። ፍትሒን ናይ ምንባር መሰልና ንክረጋገፅ ኣብ ዓለም ኣደባባይ እውን ድምፂና ክነስምዕ ኣለና።
!
#ሓርነት
#ራያ

Address

Limu
Nek'emte

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Limu Press posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category