Eri Love Story

Eri Love Story funny and love story � � �

ሰላም የሕዋት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና እንዳበልኩ ናብ መልእክተይ ከኣቱኣብዚ ክልተ መዓልቲ ኣብ ፋይስቡክ ገለ ሕማቅ ኣጋጢሙ ቀንዩ፣ ንገለ እዃ ድሕሪ ናይ ሓሙሸተ ሰዓታት ተተቛጻጸርዎ ን...
01/01/2025

ሰላም የሕዋት ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና እንዳበልኩ ናብ መልእክተይ ከኣቱ
ኣብዚ ክልተ መዓልቲ ኣብ ፋይስቡክ ገለ ሕማቅ ኣጋጢሙ ቀንዩ፣ ንገለ እዃ ድሕሪ ናይ ሓሙሸተ ሰዓታት ተተቛጻጸርዎ ንገለ ግን ሓደ መዓልቲ ክወስደሎም ከምዝከኣለ ሓቢሮም ኣለዉ፣ እቲ ዘጋጠመ ኩነታት ፋይስቡክ ብዘይተፈልቱ ሰምሰርቲ ከምዝተጠልፈን ናይ ኣብ ውሑዳት ኣካውት ናይ ፈይስቡክ ዝውንኑ ተጠቀምቲ ድማ ስክፍታ ከምዝተራእየን ገለ ጥርዓናት ከምዝመጾም ሓቢሮም፣ እቲ ዝነበረ ጸገም ነቲ ናይ ፈይስቡክ ትካል ሰምሲሮም ብምእታው፣ ንገለ ካብ ተጠቀምቲ ፈይስቡክ ኣካውንት ከጥቅዑ ከምዝከኣሉን፣ ዝተደወለ ዘበለ ኩሉ ናብ ሓደ ካብ ፍሬንድሶም ዝኮነ ፈይስቡክ ኣካውን ዳይቨርት ከም ዝገበርዎን፣ ድሒሩ ፈይስቡክ ትካል ነዚ ከምዝረከቦን ኣብዚ ሰዓት ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቖጻጸሮን ሓቢሩ ኣሎ፣ ስለዚ በዚ ዝተገብረ ግዳይ ዝኮንኩም ተሊኩም ኣቦታ ኮመንት ንክትጽሕፉለይ ክጽበ እየ።
ደጊመ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና

12/20/2024

Funny with zerom wedi hanbir
Fellow share like 👍 yehwat

12/20/2024

Ysemae bkbret yehwat

Address

Dania Beach, FL
5000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eri Love Story posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category