ʜᴀʙᴇsʜᴀ Ғᴀᴍɪʟʏ Zᴏɴ

ʜᴀʙᴇsʜᴀ Ғᴀᴍɪʟʏ Zᴏɴ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ʜᴀʙᴇsʜᴀ Ғᴀᴍɪʟʏ Zᴏɴ, Grocers, American, Sacramento, CA.

11/03/2023
🕊🌻🌻🌻🕊ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሐንስ ፣🕊🌻🌻🌻🕊
09/01/2023

🕊🌻🌻🌻🕊ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሐንስ ፣🕊🌻🌻🌻🕊

🕊🌻🌻🌻🕊ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሐንስ ፣🕊🌻🌻🌻🕊 እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም አብጽሓና ፣  ዘመን ሰላመ ጥዕና ፣ 🕊🌻🌻🌻🕊
09/01/2023

🕊🌻🌻🌻🕊ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሐንስ ፣🕊🌻🌻🌻🕊
እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም አብጽሓና ፣
ዘመን ሰላመ ጥዕና ፣ 🕊🌻🌻🌻🕊

ክቡራት ናይ HabeshaFamily Zon ዓማዊልና ፣ብመጀምምታ እንቋዕ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም አብጽሓና እንዳበልና ንአውዳአመት ዝከውን ካብ ዝናኣሸ ክሳብ ዝዓበየ ትእዛዝኩም ንምቅባል ድሉ...
08/31/2023

ክቡራት ናይ HabeshaFamily Zon ዓማዊልና ፣ብመጀምምታ እንቋዕ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም አብጽሓና እንዳበልና ንአውዳአመት ዝከውን ካብ ዝናኣሸ ክሳብ ዝዓበየ ትእዛዝኩም ንምቅባል ድሉዋት አለና ፣ አብ ዘለኩሞ ኮንኩም ናብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዩጋንዳን ንዝርከቡ ፈተውትኩም ስድራቤትኩም እንቋዕ ናብዚ ዘመን አብጽሓኩም ዝብል ተሕዝቶታት አዳሊናልኩም አለና ።
ንዝያዳ ሓበሬታ
Email " [email protected] "
WhatsApp +1 8573899365 & +251947418988
Instagram & Facebook НαвєѕнαFαмιℓу Zσɴ

Hαвєѕнαfαмιℓуzon  አብ ዝደለኩሞ ንዝደለኩሞ ንወለደይ ንሓዳርይ ንኩሎም ሰድራቤተይ ኮነ ነዕሩክተይ ተዘካሪ ነገር ክገብር እንዳበለ ንአውዳመት ኮነ ንBirthday ንAnniversary...
08/30/2023

Hαвєѕнαfαмιℓуzon  አብ ዝደለኩሞ ንዝደለኩሞ ንወለደይ ንሓዳርይ ንኩሎም ሰድራቤተይ ኮነ ነዕሩክተይ ተዘካሪ ነገር ክገብር እንዳበለ ንአውዳመት ኮነ ንBirthday ንAnniversary ኮነ ንመርዓ ንሕጽኖትን ካልእን ብዝአዘዝኩሞ ትሕዝቶ ናይ Delivery መደብ አዳሊና አለና።

08/30/2023

ሰላም አብ መላእ ዓለም እትርከቡ አፍቀርቲ ባህልና ዝኮንኩም፣ ሰላምን ጥዕናን ፍቅሪን ዘለዎ ሓድሽ ዘመን ክኮነልኩም እንዳተመነና፣ ርሑስ በዓል ቅዱስ ዮሐንስ፣ እንቆዕ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ብሰላም አብጽሓና አብጽሓኩም። ዘመን ለውጢ ዘመን ምትሕግጋዝ ተዘካሪ ዘመን ክኮነልኩም ናይ ወትሩ ድሌታትና እዪ ፣ ሕጂ ውን ብሓድሽ ቅዲ በሓድሽ መደባት ጆባእ ንብለኩም አለና ።ብ Air ticket ን ካልእን ዝተጀመረ ብምትህብባረኩምን ምርጫኩምን ናብራና ብሙካኑን ደረጃና ሓፍ አቢልና መጺናኩም አሎና። 🅗🅐🅑🅔🅢🅗🅐🅕🅐🅜🅘🅛🅨🅩🅞🅝 ብዝብል ሓድሽ ስም አብዝደለኩሞ ንዝደለኩሞ ኣብ ዝሓጺር ግዜ ንወለደይ ንሓዳርይ ንኩሎም ሰድራቤተይ ኮነ ነዕሩክተይ ተዘካሪ ነገር ክገብር እንዳበልና መጺናኩም አለና ። ንአውዳመት ኮነ ንBirthday ንAnniversary ኮነ ንመርዓ ንሕጽኖትን ካልእን በዝአዘዝኩሞ ትሕዝቶ አብ ግዚኡን ሰዓቱን ናይ Delivery መደብ አዳሊና አለና ፣
Ғɪʀsᴛ 100 ᴘᴇʀsᴏɴ 10 % ᴅɪsᴄᴏᴜɴᴛ
ᴄᴏɴᴛᴀᴄᴛ ᴜs

Address

American
Sacramento, CA

Telephone

+18573899365

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ʜᴀʙᴇsʜᴀ Ғᴀᴍɪʟʏ Zᴏɴ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ʜᴀʙᴇsʜᴀ Ғᴀᴍɪʟʏ Zᴏɴ:

Share

Category